Eritrea

A Somber New Years’s Eve In Eritrea

Awate -

New Year’s Eve of 2018 has been the most somber night compared to how Eritreans celebrated the night in the past. Reached by phone in Jeddah, An American visitor to Eritrea Said, “Eritreans who do not need a reason to party strolled lazily with nowhere to go,” The top echelon of the ruling party, however,…

ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብድኽመት መሪሕነት ዝተፈጥሩ ሓደጋታትን ስግኣታትን ንምቕራፍ ዘኽእል ምርድዳእን ስምምዕነትን ብምግባር ገምጋሙ ከምዝዛዘመ ገሊፁ

VOAnews Tigrigna -

ብድኽመት መሪሕነት ዝተፈጥሩ ሓደጋታትን ስግኣታትን ንምቕራፍ ዘኽእል ምርድዳእን ስምምዕነትን ብምንባር ገምጋሙ ከምዝዛዘመ ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ገሊፁ።ኣብ ብዙሓት ከባቢታት እታ ሃገር ሰላምን ምርግጋእን ጠፊኡ ሞት ዜጋታት መዓልታዊ ፍፃመ ይኸውን ከምዘሎ’ውን ሓቢሩ’ሎ። ድሕሪ ናይ 17 መዕእልታት ገምጋም ዝወፀ መግለፂ ስራሕ ፈፃሚ ኢህወዴግ ስእነት ዴሞክራሲ በብደረጅኡ ሱር ምስዳዱን ብሰንኪ እዚ ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ናይ ኣመለኻኽታን ናይ ተግባር ሓድነትን ከይፍጥር ዕንቅፋት ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ።  ግቡእ ኣብዘይኮኑ ረብሓታት ዝተመስረቱ ጉጅለኣዊ ምትእስሳራት ውድባውን ልምዓታውን ተልእኾታት ብብቕዓት ከይፍፀሙ ዝለዓሉ ዕንቅፋታት ምፍጣሮም ይገልፅ። ካብ ቀረባ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ክፋላት እታ ሃገር ናይ ሰላምን ምርግጋእን ስእነት ከምኡ እውን ናይ ዜጋታት ሞት መዓልታዊ ፍፃመ ምዃኑ ብምሕባር ብሰንኪ እዚ ሃገራዊ ህልውና ኣብ ሓደጋ ዘውደቐን ንሓደጋ መጥቓዕቲ ወፃኢ ዘቃልዕን ኩነታት ከምዝተፈጥረ እውን ኣብሪሁ።  ስለዝኾነ ድማ ናይታ ሃገር ሰላም ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ንቡርን ዘተኣማምን ኩነታት ክምለስ ወሲኑ’ሎ።  ብሄረሰባውን ሃገራዊ መንነትን ኣተኣሳሲሩ ኣብ ምህናፅ ጉድለት ከምዝነበረን ብዘተኣማምን ክፍታሕ ከምዘለዎን ሓቢሩ’ሎ።  ዝተፈጥሩ ፀገማት ብዋናነት ኣብቲ ላዕለዋይ መሪሕነት ውድብን መንግስትን ምዃኑን ብምግላፅ ሓላፍነት ከምዝስከም ሓቢሩ።ዝተሰምዖ ዓሚቕ ጣዕሳ ብምግላፅ መላእ ህዝቢ እታ ሃገር ከምኡ እውን ኣባላትን ደገፍትን እቲ ውድብ ካብ ልቢ ዝነቐለ ይቕሬታ ሓቲቱ’ሎ።  ፈፃሚ ስራሕ ኣብ ዘሕለፎ ውሳነ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ ንናይቲ ህዝቢ ሰላም ዝዘርግ ዝኾነ ይኹን ተግባር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል መንግስቲ ምሉእ ሓላፍነት ከምዝወስድ ኣረዲኡ’ሎ።ናይ ዜጋታት ናይ ምንቅስቓስ መሰላት ዝህውኹ ናይ ጉጅለን ናይ ውልቅን ምንቅስቓሳት እውን ከምዝቆፃፀር ኣፍሊጡ’ሎ። ኣብ ተዳወብቲ ከባቢታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማልያን ዝወረደ ሞትን ምኽልባት ዜጋታት ከምኡ እውን ምዝባል ብኣማኢቲ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብቕልጡፍ ተገቲኡ ስሩዕ ህይወቶም ዝመርሕሉ ኩነታት ንምድላው ኣብቶም ከባቢታት ዘለው ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቑጽፃርን ወሲኑ’ሎ።  ኣብ ሕድሕድ ኣርባዕቲአን ኣባላት ውድብ ኢህወዴግ ኣብ ዝለዓለ ኣመራርሓ ዝርአ ድኽመት ብዕሙቀት ገምጊሙ ናይ መስተኻኸሊን መእረምታን ስጉምቲ ክወስዳ ምውሳኑ እውን ሓቢሩ።  ናይ ህዝቢ ተኣማንነት መሊሱ ንምርካብን ህዝቢ ዝስምዐሉን ወሳንነቱ ዝረጋግፀሉን ዕድል ክሰፍሕን ናይ መናእሰይ ሕቶ ብዝግባእ ንምምላስን ተሳትፍኦም ንምርግጋፅን ተኸታተልቲ ስራሓት ንክስርሑ እውን ወሲኑ’ሎ።  ህንፅነት ስርዓት ፖለቲካዊ ብዙህነት ንምርግጋፅ ምስ ኩሎም ተቓወምቲ ውድባትን ምስ ህዝቢን ብሓባር ንምፍታሕ እውን ወሲኑ’ሎ።ምሁራንን ስቪክ ማሕበራትን ግቡእ ኣበኽቶ ዝህብሉ ምቹእ ሃዋህው ክፍጠር ወሲኑ’ሎ።ኣብቲ ኣኼባ ካብ 36 ኣባላት ፈፃሚት ስራሕ ብተወሳኺ ናይቲ ውድብ ነባር ኣባላት ኣመራርሓ እውን ምስታፎም ተፈሊጡ’ሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።         

“ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ሓድነት የድልይ” ኣንቶንዮ ጉተረስ

VOAnews Tigrigna -

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ 2017 ዝተፈጥረ ዝበልዎ ምኽፍፋል ብርቱዕ መጠንቐቅታ ብምሃብ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ሓድነት የድልይ’ዩ ክብሉ ብምክያት ሓድሽ ዓመት ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ገሊጾም። “ሓድነት የድልየና ምክንያቱ መጻኢና ኣብኡ ዝተመርኾሰ ብምኳኑ” ክብሉ ጉተረስ ኣብቲ ናይ ቪድዮ መልእኽቶም ተዛሪቦም።  ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሰስ’ውን ትማሊ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ኣብ አደባባይ ቅዱስ ጴጥሮስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል 2017 ሞትን ሓሶትን ዘይፍትሓዊነትን ዝረኣናላ ዓመት'ያ ክብሉ ብምግላጽ ሰባት ንተግባራቶም ሓላፍነት ክወስዱ ጸዊዖም።

ኣብ ኢራን ብዝተላዕለ ተቓውሞ 10 ሰባት ሞሟቶም ቴሌቭዥን’ታ ሃገር ገሊጹ

VOAnews Tigrigna -

ኣብ ኢራን ኣብ ምልእቲ’ታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጸረ መንግስቲ ተቓውሞታት ሎሚ ንሓሙሻይ መዓልቲ ምቕጻሉን  ክሳብ ሕጂ ዝተፈልጠ 10 ሰባት ምሟቶም ቴሌቭዥን እታ ሃገር ሎሚ ሶኑይ ኣፍሊጡ።  እቲ ጸብጻብ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣይሃበን። ፕረዚደንት ሃሰን ሩሃኒ ሓይልታት ጸጥታ ስጉምቲ ከም ዝወስዱ ቃል ኣትዮም ኣለው።  ቅድም ክብል ኣገልግሎት ዜና ኢራን ንሓደ አባል ፓርላማ ኢራን ብምጥቃስ ክልተ ሰባት ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ከተማ ኣይዞህ ብጥይት ከምዝሞታ ሓቢሩ ኔሩ ግን መን ከምዝፈጸሞ ኣይገለጸን። እቲ ናይዚ እዋን ተቓውሞታት ብሓሙስ ኣብታ ብዕብየታ ካልኣይ ደርጃ ትሕዝ ከተማ ማሽሓድ ንናሕሪ ዋጋታት መግቢን ልዑል ሽቕለት ኣልቦነት ብምቓውም ዝጀምረ ምኳኑ ይፍለጥ።  ምምሕዳር ፕረዚደንት ትራምፕ እቲ ኣብ ኢራን ዘሎ ኩነታት ከምዘሻቐሎ ገሊጹ’ሎ።

Message of Best Wishes for New Year

Shabait -

President Isaias Afwerki expressed his best wishes and a Happy New Year to the people of Eritrea living inside the country and abroad, to the Eritrean Defense Forces as well as to friends and well wishers of Eritrea.

Asmara, 1 January 2017- President Isaias Afwerki expressed his best wishes and a Happy New Year to the people of Eritrea living inside the country and abroad, to the Eritrean Defense Forces as well as to friends and well wishers of Eritrea.

In his message President Isaias elucidated that the Eritrean people have emerged victorious against the external hostilities and conspiracies through solid determination and strong resilience and that is powerful indication to the bright future.

Eritrean people welcome New Year with enthusiasm

Shabait -

The Eritrean people welcome the New Year 2018 with enthusiasm and with anticipation of bright prospects.

Asmara, 01 January 2018- The Eritrean people welcome the New Year 2018 with enthusiasm and with anticipation of bright prospects.

This was reflected at the entertainment programs held in different parts of Asmara in connection with the New Year. The participants commented that the peaceful atmosphere they have been enjoying was the result of the strong resilience of the people and Government of Eritrea.

They also said that the New Year is in which they express conviction to resolutely work for higher outcome and stressed on the need to make solemn assessment with a view to preserve the achievements registered and alleviate shortcomings.

Indicating that the self-reliance stance that has been developed during the armed struggle for independence is still being witnessed in all sectors, the observers pointed out that the achievements already registered in terms of ensuring food security as well as the basic social service provision institutions put in place attest to commitment of the Eritrean people.

Mr. Khaled Ahmed and Mr. Imam Mohammed Beshir, Lybian and Sudanese nationals respectively who participated in the entertainment program expressed appreciation for the peace and stability prevailing in Eritrea and whished the Eritrean people a Happy New Year.

Visit to development and historical sites

Shabait -

About 200 staff members of the Ministry of Foreign Affairs have visited development and historical sites in the regions of Southern and Northern Red Sea, and the Gash Barka from 21 to 29 December in connection with the New Year.

Asmara, 01 January 2017- About 200 staff members of the Ministry of Foreign Affairs have visited development and historical sites in the regions of Southern and Northern Red Sea, and the Gash Barka from 21 to 29 December in connection with the New Year.

The visit included development sites in Gahtelai, Massawa, Gelalo, Idi, Assab, Rahaita, Afabet, Nakfa, Sawa, Kerkebet, Haikota, Omahajer, Tesenei among others.

During their visit to Rahaita, the tour participants visited historical heritage sites in the area accompanied by Sultan Abdel-Kader Dawud of Rahaita.

In his briefing to the visitors Sultan Abdel-Kader said that beyond its richness in historical sites and tradition, Rahaita has strong strategic importance and called on the youth to preserve their culture and values and give due attention to traditional youth organization.

The G. D. of Research and Study at the Ministry of Foreign Affairs, Ambassador Isa Ahmed said that the objective of the tour was to enable the staff members have first hand information and broaden their understanding on the development activities that are being conducted aimed at ensuring food security and improving the lives of citizens.

The participants of the tour on their part said that they have been able to have first hand information on the historical and development sites and expressed appreciation for the implementation of the big development programs through internal capacity and especially that of the youth as well as the ancient customs that are still practiced in Rahaita.

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ይበጽሕ

Radio Erena -

Radio Erena: 01 January 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕከን ዜና ጋልፍ ሓቢሩ።

እቲ ፕረዚደንት ብሰንበት 31 ታሕሳስ 2017 ናብ ኣቡ ዳቢ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ወራስ ዓራትን ምክትል ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዝን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተቀቢሉ ከምዘዘራረቦ እቲ ማዕከን ዜና ገሊጹ።

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ርክቦም ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀይሕ ባሕርን ምዕባለታት የመንን ብዝምልከት ተዘራሪቦም።

ሱዳን፣ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ንዝኸተምኦ ምምልካት ክሊ ማይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ናብ ሕ/ሃ ጥርዓን ኣቕሪባ

Radio Erena -

Radio Erena: 01 January 2018

መንግስቲ ሱዳን፣ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዝኸተምኦ ምምልካት ክሊ ማይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ናብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ኣቕሪቡ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ግብጽን ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ንክሊ ማያት ሱዳን ዝጥሕስ ብምዃኑ'ያ ሱዳን ነቲ ጥርዓን ኣቕሪባ ዘላ።

ግብጺ ኣቐዲማ፣ ኣብ ትሕቲ ግዝኣታ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት ቀይሕ ባሕሪ ንስዑዲ ዓረብ ከተረክባ ከምዝወሰነት ኣይርሳዕን።

ሱዳን ብጉዳይ ዞባ ሓላይብ ምስ ግብጺ ብዶብን ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪን ትሰሓሓብ ከምዘላ ይፍለጥ።

ጅቡትን ቱርኪን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ንምዕባዩ ይሰማምዓ

Radio Erena -

Radio Erena: 01 January 2018

ኣብ መንጎ ጅቡትን ቱርክን ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ንምዕባይ ክልቴ ሃገራት ስምምዕ ከቲመን።

እዘን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዶዋን ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ብ20 ታሕሳስ ናብ ቱርኪ ድሕሪ ምብጽሑ'ዩ።

ጸብጻብ ክፍሊ ወፍሪን ንግድን ቱርኪ ከምዝሕብሮ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 10 ኣዋርሕ ቱርኪ ናብ ጅቡቲ ናይ ዝልኣኸቶ ሰደድ 83.6 ሚልዮን ዶላር ክበጽሕ እንከሎ፣ ቱርኪ ካብ ጅቡቲ ዘምጽኣቶ ነገራት ከኣ 317, 150 ዶላር ይበጽሕ።

ቱርኪ ዓመታዊ ናብ ጅቡቲ እትልእኾ ሰድድ ናብ ልዕሊ 200 ሚልዮን ዶላር ክብ ከተብሎ መደብ ከምዘለዋ ሰበ ስልጣን ኣንካራ ገሊጾም።

Hajji Mussa: Awate.com 2017 Man of The Year

Awate -

On Friday, October 20, 2017, the Eritrean security forces arrested Hajji Mussa Mohamed Nur and scores of others from different parts of Asmara. He is the Board Director of Al-Diaa Islamic school. The school is a private community school established in the 1960s by the late Ustaz Mohammed Bashir Ahmed. Hajji Musa is a respected…

The Hurt Locker: Film Review and Analysis

Awate -

In an era of the Internet, in the age of sound bites, and in the world of texts that collapse the meaning of words into a single letter or two; where the bombardment of information ceaselessly flows, the ability to analyze, synthesize, and correctly processing information becomes ever more crucially important.  How does one begin, for…

ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ተወሊዑ ብዘሎ ግጭት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፣ ሓደ ሰብ ሞይቱ

Radio Erena -

Radio Erena: 31 December 2017

ኣብ ኢትዮጵያ ዳግማይ ተወሊዑ ብዘሎ ግጭት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፣ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ፣ ካልኦት ኣርባዕተ ከኣ ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።

ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ወለጋ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ብዓርቢ ዕለት 29 ዝተኻየደ ግጭት፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ 303 ኪሎሜተር ርሒቓ እትርከብ ሻምቡ ኣብ ዝተባህለት ከተማ፣ መንእሰያት ብዘበገሱዎ ናዕቢ ከምዝተጀመረ ገሊጹ።

ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ

Radio Erena -

Radio Erena: 31 December 2017

ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ።

ወሃብ ቃል ሰራዊት ዩጋንዳ ሪቻርድ ካረሚረ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብመሰረት ስምምዕ ሕብረት ኣፍሪቃን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፣ ሃገሩ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ካብ ዝነበሩ ሰራዊታ ንሓደ ሽሕ ስሒባቶም ከምዘላ ኣፍሊጡ።

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ክልተ ግዝኣታት’ታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣዚዙ

Radio Erena -

Radio Erena: 31 December 2017

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ክልተ ግዝኣታት’ታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣዚዙ።

እዚ ኣብ ግዝኣታት ሰሜን ኮርዶፋንን ከሰላን ዝጸንዕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ፣ ኣብ ሰሜን ኮርዶፋን ተቓወምቲ ሓይልታት ንምህዳን ዝዓለመ ክኸውን እንከሎ፣ ኣብ ግዝኣት ከሰላ ግና ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብን ዕጸፋርስን ንምቁጽጻር ዝዓለመ ምዃኑ፣ ወግዓዊ ልሳን መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ።

Pages

Subscribe to shekortet.com aggregator - Eritrea