Eritrea News

ላብቴክ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣስታት 700 ሽሕ ዶላር ዝግመት ናይ ላብራቶሪ ኣቝሑ ንምትካል ተዓዊቱ

erena.org - Tue, 02/07/2017 - 10:30

Radio Erena: 07 February 2017

Labtech

ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ኩባንያ 'ላብቴክ'፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝግመት ፕሮጀክት ምትካል ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑ ከምዝተዓወተ ገሊጹ።

እቲ ንሕክምናዊ ላባራቶሪ ዘገልግሉ ኣቑሑ ኣብ ምፍራይ ምትካልን ዝነጥፍ ኩባንያ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት ዝምወል ኣብ ኤርትራ ዝሰላሰል ናይ 2.8 ሚልዮን ድርሃም፣ ማለት ኣስታት 700 ሽሕ ዶላር ፕሮጀክት ምህናጽ ዘመናዊ ላባራቶሪ ከምዝተዓወተ እኳ እንተገለጸ፣ እቲ ፕሮጀከት ኣበይ ቦታን መዓስን ከምዝሰላሰል ኣይሓበረን።

Categories: Eritrea News

ግብጺ፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ካብ ዒራቕ ንምሽማት ትዝቲ

erena.org - Tue, 02/07/2017 - 10:26

Radio Erena: 07 February 2017

Oil Tanker

ግብጺ ኣብ ወርሒ ሓደ ሚልዮን በርሚል ካብ ዒራቕ ንምሽማት ስምምዕ ተካይድ ምህላዋ ማዕከን ዜና ኣሕራም ገሊጹ።

እታ ሃገር ኣብ ዓመት 12 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ንምሽማት ምስ ዒራቕ ስምምዕ ተካይድ ዘላ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ እትልእኮ ዝነበረት ነዳዲ ጠቕሊላ ደው ድሕሪ ምባላ'ዩ።

ኣካያዲ ስራሕ ክፍሊ ነዳዲ ግብጺ ጣሪቕ ኤል ሓዲዲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገሩ ካብ ዒራቕ ነዳዲ ንምሽማት ስምምዕ ተካይድ ከምዘላ ብምርግጋጽ፣ እቲ ካብ ዒራእ ዝሽመት ነዳዲ፣ ኣብ ግብጺ ክጻረ ምዃኑ ኣገንዚቡ።

Categories: Eritrea News

ካሜሩን ተዓቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና

erena.org - Tue, 02/07/2017 - 10:23

Radio Erena: 07 February 2017

African cup

ካሜሩን፣ ንግብጺ 2 ብ1 ብምስዓር፣ ኣብ ታሪኻ ንሓሙሽታ እዋና ተዓዋቲት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኮይና።

ኣብቲ ብሰንበት 05 ለካቲት ተኻየደ ናይ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ካሜሮን ካብ ድሕሪት ብምብጋስ'ያ ንግብጺ 2 ብ1 ብምስዓር ክትዕወት ክኢላ።

ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ብ 0 ትምራሕ ዝነበረት ካሜሮን፣ ድሕሪ ዕረፍቲ ንኮውሎውን ቪንሰንት ኣቡበከርን ብዘቑጸሩወን ክልተ ጎላት'ያ ክትዕወት ክኢላ።

Categories: Eritrea News

ሰበ-ስልጣን ሊብያ 120 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ከተማ ትሪፖሊ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎም ሓቢሮም

tigrigna.voanews.com - Tue, 02/07/2017 - 06:04
ሰበ-ስልጣን ሊብያ 120 ስደተኛታት ሒዛ ትጉዓዝ ዝነበረት ጀልባ ኣብ ገማግም ከተማ ትሪፖሊ ትማሊ ሰንበት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎም ሓቢሮም። መብዛሕትኦም ኣብታ ጀልባ ዝነበሩ ተጉዓዝቲ ካብ ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ምኻኖምን ናብታ ጀልባ ኣብ ሰባትራ ዝተባህለ ቦታ ከምዝተጻዕኑ ይሕብሩ።ሰባትራ 80 ኪ.ሜ ብወገን ምዕራብ ካብ ትሪፖሊ ይርኸብ። ሓንቲ ካብ ናይጀርያ ከምዝመጸት ዝሓበረት ጓል ኣንስተይቲ ኣብታ ጀልባ ኣስታት 20 ሰዓታት ምጽንሓ ትገልጽ። መሰረት ሓበሬታ ወኪል ዳይሬክተር ቃልሲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ሊብያ ኣርባዕተ ካብ ክሊ ዕድመ 10-15 ዓመት ህጻናትን ሓደ ትሕቲ 20 መዓልታት ዕድመ ዘለዎ ውላድ ህጻን ገለ ካብቶም 120 ስደተኛታት ምዃኖም ይሕብር።
Categories: Eritrea News

VOA60 America - Fans of the New England Patriots celebrate the team’s fifth NFL championship

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 21:49
Fans of the New England Patriots celebrate the team’s fifth National Football League championship
Categories: Eritrea News

VOA60 World PM - US: President Donald Trump’s Immigration Ban is met with continued resistance

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 21:49
US: President Donald Trump’s Immigration Ban is met with continued resistance
Categories: Eritrea News

ሶማል፡ ኣብ ድሮ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ብልሽውና ገኒኑ ኣሎ ተባሂሉ

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 21:24
ኣብ ሶማል ቕድሚ’ቲ ረቡዕ ዝኻየድ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ብልሽውና ገኒኑ ይረኣይ ኣሎ።ሕጹያት መንበሮም ከይምንጠሉ ንአባላት ባይቶ ገንዘብን ህያባትን የበርኽቱ’ለው።
Categories: Eritrea News

ሽዱሽተ ተቓወምቲ ፓርትታት ኢትዮጵያ ምስ ገዛኢ ፓርቲ ንዝኻየድ ልዝብ ኣማራጺ ዝበልዎ ሃሳብ ምቕራቦም ተፈሊጡ

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 20:19
ሽዱሽተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኢህወዴግን ተቓወምቲ ፓርታትን ንዝካየድ ልዝብ መማረፂ ሓሳብ ንመንግስቲ ምቕራቦ ኣፍሊጦም።
Categories: Eritrea News

ዓረና ትግራይ ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪፁ

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 19:45
ዓረና ትግራይ ጥሪ 27ን 28ን 2009 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዘኻየዶ ራብዓይ ውድባዊ ጉባኤኡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምሁር ፖለቲካዊ ሳይንስ ኣይተ ኣብርሃ ደስታ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ክኸውን መሪፁዎ።
Categories: Eritrea News

ዓረና ትግራይ ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪፁ

tigrigna.voanews.com - Mon, 02/06/2017 - 19:09
ዓረና ትግራይ ጥሪ 27ን 28ን 2009 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዘኻየዶ 4ይ ውድባዊ ጉባኤኡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምሁር ፖለቲካዊ ሳይንስ ኣይተ ኣብርሃ ደስታ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ክኸውን መሪፁዎ። ዓረና ትግራይ ብተወሳኺ 25 ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን 11 ፈፀምቲ ስራሕን መሪፁ'ሎ፡፡ ሓደ ካብቶም ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ከተማ መቐለ ወናኒ ማርቆስ ሆስፒታል ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ ይርከብዎም።
Categories: Eritrea News

Chinese New Year celebrated

shabait.com - Mon, 02/06/2017 - 13:40

Confucius Institute, a school of Chinese Language and Culture in Asmara, has celebrated Chinese New Year on 3 February at Cinema Roma.

 

Asmara, 06 February 2017- Confucius Institute, a school of Chinese Language and Culture in Asmara, has celebrated Chinese New Year on 3 February at Cinema Roma.

At the event in which senior government officials took part, Mr. Yong Zigang, Ambassador of the People’s Republic of China, pointed out that the Chinese New Year is a popular holiday during which family reunion and companionship  is highlighted.

The Ambassador also underlined that in a bid to strengthen the existing mutual relations between the peoples of the two countries, the People’s Republic of China has offered scholarships for masters degree program to more than 40 Eritrean students. The Ambassador further indicated that the school of Language and Culture will organize summer students’ tour program to China and short term training will be provided to more than 100 students.

Pointing out that the number of Eritreans who want to learn the language and culture of China has shown significant development; Ambassador Yong Zigang noted that the Chinese nationals residing in Eritrea are also developing interest to learn Eritrean language and culture.

The event was highlighted by cultural and artistic programs depicting the culture of the two countries.



Categories: Eritrea News

ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታትን መድሃኒትን ንህዝቢ የሻቕል

erena.org - Mon, 02/06/2017 - 12:54

Radio Erena: 06 February 2017

Dukan Asmara

ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ፣ ርኡይ ስእነት መሰረታዊ መግብታትን መድሃኒትን ካብ ዘጋጥም ሓያሎ ዓመታት ኣቝጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብዶባት ብኮንትሮባንዳ ዝእቱ ዘሎ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ መግብታትን መድሃኒታትን ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።

እዚ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት፣ ካብ ዱካናት ሓሊፉ፣ እብ ኩለን ከተማታት ኤርታር ኣብ ጎደናታት ተሰጢሑ ክሽየጥ ምርኣይ ልሙድ ካብ ዝኸውን ነዊሕ ኮይኑ ከምዘሎ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ግና እቲ ዝያዳ ዘሻቕል ከም መሕጸብ ስኒ፣ ፈውሲ ቃንዛን ካልእን ዝኣመሰለ መድሃኒታት ኣብ ጎደና ይሽየጥ ምህላዉ ምዃኑ ኣስሚሮም።

ብቕዓቱን ጥዕንኡን ዘይተረጋገጸ ከም ጸባ፣ ብሽኮቲ፣ ዘይትን ጽማቕን ዝኣመሰለ ዕሹግ መግብታት ብኮንትሮባንዳ ናብ ኤርትራ እናኣተወ፣ ኣብ ድኳናትን ጎደናታትን ክሽየጥ ምጽንሑ ብተደጋጋሚ ክግለጸ ጸኒሑ'ዩ።

ነዚ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ዘሎ ዕሹግ መግብታት፣ ብፍላይ ቆልዑን መንእሰያትን ብብዝሒ ከህልኽዎ ስለዝርኣዩ፣ ወለዲ ኣብ ኣኼባ ምምሕዳራትን ካልእ ኣጋጣሚታትን ስግኣቶም ክገልጹ ምጽንሖም'ውን እቲ ዝበዝሓና ዜና የረድእ።

Categories: Eritrea News

"ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ትሰርሕ ኣላ።" ፕረዚደንት ኣልበሽር

erena.org - Mon, 02/06/2017 - 12:51

Radio Erena: 06 February 2017

Sudan Al

ስለያ ግብጺ፣ ጸጥታ ሱዳን ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ኣልበሽር ወቒሱ።

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ምስ ናይ ስዑዲ መደበር ቴሌቪዥን ኣልዓረብያ ኣብ ዘካየዶ ቃል መጠይቕ፣ እቲ ንግብጺን ሱዳንን ዘሰሓሕብ ዘሎ ዶብ ስሉስ ኩርናዕ ሓላየብ፣ ሉኣላዊ ክፋል ሱዳን ምዃኑ ብምጥቃስ፣ ግብጺ እተቕርቦ ዘላ ናይ 'ይግብኣውኒ'ዩ' ሕቶ ታሪኻውን ሕጋውን ድሕረ ባይታ ከምዘይብሉ ሓቢሩ።

እቲ ፕረዚደንት ብተወሳኺ፣ ሱዳን ብመንግስቲ ግብጺ ንዝተወገዘ ሰልፊ 'እስላማዊ ሕውነት' ትሕብሕብ ኣላ ክብል ካብ ካይሮ ንዝቐረብ ዘሎ ክስታት ሓሶት'ዩ ክብል ነጺጉ።

Categories: Eritrea News

Efforts to empower women

shabait.com - Mon, 02/06/2017 - 09:24

Continuous efforts are to be exerted to empower women both in education and economy, according to Ms. Teka Tesfamichael President of the National Union of Eritrean Women (NUEW).

 

Asmara, 06 February 2017- Continuous efforts are to be exerted to empower women both in education and economy, according to Ms. Teka Tesfamichael President of the National Union of Eritrean Women (NUEW). She made the remark at a meeting she held in Debarwa town on 2 February.

In the meeting in which 500 women from the civil service participated, Ms. Tekea explained on the importance of transferring the culture of work to the young and called on women to do their level best to upgrade their awareness, strengthen their organizational capacity and increase participation in the nation building process.

Likewise, Ms. Aberash Hibtai, branch head of NUEW in the Southern region, underlined on the significance of women focusing on educating themselves and their children and reinforce participation in the effort to enable women become active contributors in the nation building drive.

The participants of the meeting on their part reiterated readiness to reinforce participation for the preserving the achievements so far registered especially in the health and education sectors. They also called for organizing sustainable training programs.









Categories: Eritrea News

Job and Jacob, Two Ungodly Men: Eritrea Needs More Hate Speech

awate.com - Mon, 02/06/2017 - 09:04
Yes, you read that right, Job and Jacob are two ungodly men. Yes, God bragged about Job and allowed Satan to test him, when Satan alleged that Job’s faith is conditional as long as his barrel brims with wine, as long as all his wealth remains intact. Satan asserted, the Bible tells us, that the…
Categories: Eritrea News

SBS Radio Reads Tedros Abraham’s Article

awate.com - Sat, 02/04/2017 - 17:08
Since a few months ago, a group of Abyssinian fascists have been spreading hate speech and racial incitement. They have also been calling for ethnic and sectarian cleansing in Eritrea, using the Youtube platform. In relation to that, the Tigrinya unit of the Australian SBS radio read an article by Tedros Abraham, written to address the…
Categories: Eritrea News

ቂሐ-ጽልሚ ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን ( 2ይ ክፋል)

tigrigna.voanews.com - Fri, 02/03/2017 - 21:50
መብራህቱ ሰለሞን(መብሬ) ካብ መንጎ ናይ`ዚ ዘመና ኣዝዮም ህቡባት ስነ-ጥበባውያን`ዩ። ኣብ ኮሚዲያዊ ስራሓቱን ፈጠራዊ ክእለቱን ኣብ ብዙሓት ከምፍሉይ ይርኣይ። “ኣብ ውሽጢ`ቲ ድራማ ነብስኻ ኣእቲኻ ብስምዒት ክትወሓጥ ግድን`ዩ" ይብል መብራህቱ ብዛዕባ ፍሉይ ክእለቱ ክገልጽ ከሎ። ኣተሓሒዙ “ናይ ህዝቢ ግብረ-መልሲ ክትርእይ ከለኻ፡ ማዕረ ክንድኡ ድየ ኢልካ ነብስኻ ትሓትት" ይብል ካብ ህዝቢ ንዝቐርበሉ ኣድናቖት ክገልጽ ከሎ።  ምስ  ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።    
Categories: Eritrea News

ኣብ ኢትዮጵያ ተታሒዞም ዝነበሩን ተሃድሶ ዝተኸታተሉን 11 ሽሕ ሰልጠንቲ ነጻ ወጺኦም

tigrigna.voanews.com - Fri, 02/03/2017 - 21:19
ብህውከትን ዕግርግርን ተጠርጢሮም ካብ ክልላት ኦሮሚያ፣ደቡብን ኣምሓራን ተታሒዞም ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ልዕሊ 11 ሽሕ ሰልጠንቲ ትማሊ ከምዝወፁ መራኸቢ ብዙሃን መንግስቲ ፀብፂበን።ተቓወምቲ ፓርትታት እታ ሃገር ግን ክንደይ ተኣሲሮም ክንደይከ ተሪፎም ንፈልጦ የብልናን ይብሉ’ለው።
Categories: Eritrea News

ሓድሽ ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ “ውልቃዊ እምነት ንተኽእሎ ሓባራዊ ስራሕ ከይዕብልሎ” ተማሕጺኖም

tigrigna.voanews.com - Fri, 02/03/2017 - 20:51
ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኮይኖም ዝተመዘዙ ረክስ ቲለርሰን ትማሊ ሓሙስ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ ንገዛእ ርእሶም “ እቲ ሓድሽ ወዲ’ ኢሎም ድሕሪ ምልላይ ንኩሎም ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ዝሰርሑ “ ውልቃዊ እምነት ነቲ ብሓባር ናይ ምስራሕ ተኽእሎ ከይዕብልሎ” ተማሕጺኖም።
Categories: Eritrea News

ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ

tigrigna.voanews.com - Fri, 02/03/2017 - 20:44
ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ።
Categories: Eritrea News

Pages

Subscribe to shekortet.com aggregator - Eritrea News